ንሎሚ 28 ሰነ 2023 ናይ ዝተዳለዉ ዜናታት ፡ ኣርእስታት ዜና፡ ኣውስትራሊያ ካብቲ ኣብ ፈለማ ዝተነበየቶ ንላዕሊ ብዘእምን ፡ ኣብ ውሽጢ 15 ዓመታት ናይ መጀመርታ ናይ ባጀት ትርፊ (budget surplus) ከምዘመዝገበት ተገሊጹ። እቲ ኣብ ሜካ ፡ ስዑዲ ዓረብ ፡ ንግደት ዘብቅዓሉ መዓልቲ ዒድ ኣል-ኣድሓ ፡ ሎሚ ኣብ ኣውስትራልያን ኣብ መላእ ዓለምን ብዝርከቡ ኣመንቲ እስልምና ይበዓል ኣሎ ። ናይ ኔቶ ሓለቓ ፡ እቲ ኣብ ምብራቓዊ ጎላጉል ዝርከብ ሰራዊት ናይቲ ወተሃደራዊ ኪዳን ፡ ምስ ሩስያን ቤላሩስን ንምግጣም ድልውነቱ ወሲኹ ኣሎ ኢሉ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends