This image taken from video provided by Iran state TV shows Mojtaba Khamenei, a son of Iran's slain supreme leader, who has been named as the Islamic Republic's next ruler, authorities announced Monday, March 9, 2026. (Iran state TV via AP) Credit: AP
ግጭት ማእከላይ ምብራቕ ናብ ሓድሽ ምዕራፍ ይኣቱ ኣሎ ። ኣብዚ ንኻልኣይ ሰሙን ሒዙ ውግእ ማእከላይ ምብራቕ ይቕጽል፡ ድሮ ሰብኣውን ቁጠባውን ዓለም ኣናዊጹሉ ኣብዘሎ ዛጊት ዝር አ ምዕባለ ኣብ ናይ ሎሚ ዜናና ነተኩረሎም ጉዳያት፡ ***ኣባላት ጋንታ ኲዕሶ እግሪ አቂኣንስትዮ ኢራን ኣብ ኣውስትራሊያ ክንብራ ናይ ሰብኣዊ ቪዛ ዑቕባ ተዋሂብውን... *** ናብ ቱርኪየ ንካልኣይ ግዜ ዝተተኮሰ ሚሳይል ብኔቶ ተሃሪሙ ድሕሪ ምውዳቑ ቱርኪየ ኣብ ልዕሊ ኢራን ስጉምቲ ክትወስድ ምዃና ኣጠንቂቓ... *** ኢራን ንወዲ ኣያቶላህ ዓሊ ኻመኒ ላዕለዋይ መራሒ ክኸውን መሪጻቶ ... Published 10 March 2026 11:30am
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ግጭት ማእከላይ ምብራቕ ናብ ሓድሽ ምዕራፍ ይኣቱ ኣሎ ። ኣብዚ ንኻልኣይ ሰሙን ሒዙ ውግእ ማእከላይ ምብራቕ ይቕጽል፡ ድሮ ሰብኣውን ቁጠባውን ዓለም ኣናዊጹሉ ኣብዘሎ ዛጊት ዝር አ ምዕባለ ኣብ ናይ ሎሚ ዜናና ነተኩረሎም ጉዳያት፡ ***ኣባላት ጋንታ ኲዕሶ እግሪ አቂኣንስትዮ ኢራን ኣብ ኣውስትራሊያ ክንብራ ናይ ሰብኣዊ ቪዛ ዑቕባ ተዋሂብውን... *** ናብ ቱርኪየ ንካልኣይ ግዜ ዝተተኮሰ ሚሳይል ብኔቶ ተሃሪሙ ድሕሪ ምውዳቑ ቱርኪየ ኣብ ልዕሊ ኢራን ስጉምቲ ክትወስድ ምዃና ኣጠንቂቓ... *** ኢራን ንወዲ ኣያቶላህ ዓሊ ኻመኒ ላዕለዋይ መራሒ ክኸውን መሪጻቶ ... Check out our podcast collection here