Source: SBS** ሃገራት ኣውሮጳ ፍሉይ መደብ ምግታእ ኑክሌሳዊ ኣጽዋር ኣፍሊጠን... ** ኣብ መንጎ እስራኤላን ዕጡቕ ጉጅለ ሕዝቦላህን ድሕሪ ዝጀመረ ግጭት፡ ሎሚ ለይቲ ኣብ በይሩትን ደቡባዊ ሊባኖስን ብእስራኤል ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 52 ሰባት ተቐቲሎም 154 ቆሲሎም። ** ነቶም ኣብ ዱባይ ተከርዲኖም ዝርከቡ በሻሓት ዝቑጸሩ ገያሾ ንምጉዕዓዝ ገሊኦም መገዲ ኣየር ዉሱን በረራታት ጀሚሮም ኣለዉ ። ...
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
** ሃገራት ኣውሮጳ ፍሉይ መደብ ምግታእ ኑክሌሳዊ ኣጽዋር ኣፍሊጠን... ** ኣብ መንጎ እስራኤላን ዕጡቕ ጉጅለ ሕዝቦላህን ድሕሪ ዝጀመረ ግጭት፡ ሎሚ ለይቲ ኣብ በይሩትን ደቡባዊ ሊባኖስን ብእስራኤል ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 52 ሰባት ተቐቲሎም 154 ቆሲሎም። ** ነቶም ኣብ ዱባይ ተከርዲኖም ዝርከቡ በሻሓት ዝቑጸሩ ገያሾ ንምጉዕዓዝ ገሊኦም መገዲ ኣየር ዉሱን በረራታት ጀሚሮም ኣለዉ ። ...
Check out our podcast collection here