Source: SBS** ኣባላት ፖሊስ ኒው ሳውዝ ዌልስ ፡ ምስ መርበብ ሰይጣናዊ ጽምብላት ብዚተሓሓዝ ገበን ፡ ሻድሻይ ሰብኣይ ኣብ ትሕቲ ቑጽጽር ኣእትዮም፡... ** ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ፡ ኢትዮጵያ ንኣርተፊሻል ብልሒ ወይ ኢንተሊጀንስ (# AI) ጥራይ ዝተወፈየ ኣብ ዓለም ካልኣይ ዩኒቨርሲቲ ፡ ንኽትምስረት ትሰርሕ ከምዘላ ኣፍሊጡ ።... ** ኣብ ሞንጎ ክልተ ክሰሓሓቡ ዝጸንሑ እንዳታት ቤጃ ሱዳን ዕርቂ ከምዝተፈጥረ ኣገልግሎት ዜና ሱና ሓቢሩ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
** ኣባላት ፖሊስ ኒው ሳውዝ ዌልስ ፡ ምስ መርበብ ሰይጣናዊ ጽምብላት ብዚተሓሓዝ ገበን ፡ ሻድሻይ ሰብኣይ ኣብ ትሕቲ ቑጽጽር ኣእትዮም፡... ** ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ፡ ኢትዮጵያ ንኣርተፊሻል ብልሒ ወይ ኢንተሊጀንስ (# AI) ጥራይ ዝተወፈየ ኣብ ዓለም ካልኣይ ዩኒቨርሲቲ ፡ ንኽትምስረት ትሰርሕ ከምዘላ ኣፍሊጡ ።... ** ኣብ ሞንጎ ክልተ ክሰሓሓቡ ዝጸንሑ እንዳታት ቤጃ ሱዳን ዕርቂ ከምዝተፈጥረ ኣገልግሎት ዜና ሱና ሓቢሩ።
Check out our podcast collection here