ንሎሚ ሰንበት 2 ሓምለ 2023 ዝተዳለወ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ኣርእስታት ዜና፡ ፈረንሳ ፡ ሓደ መንእሰይ ብፖሊስ ተተኲስሉ ድሕሪ ምማቱ ዝተላዕለ ናዕቢ ንምግታእ ፡ ንኻልኣይ ለይቲ ሰራዊት ጸጥታ ኣዋፊራ ። ብዓሰርተታት ኣሽሓት ዝቝጸሩ እስራኤላውያን ፡ ነቲ ንስልጣን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ዚድርት ኣዋጅ ብምቅዋም ፡ ንመበል 26 ተኸታታሊ ሰሙን ተቓውሞኦም ንምግላጽ ናብ ጐደናታት ወጺኦም። ሎሚ ኣብ መላእ ኣውስትራሊያ ዝርከቡ ማሕበረሰባት ነቲ ቀዳሞት ሰባት ዝዓመምዎ ዕማም ዝዝክሩሉ ቅነ ናይዶክ ዝጅምረሉ እዩ ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends