Source: SBSንሎሚ 2 ጥቅምቲ 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኢራን ናብ እስራኤል ዝተኮሶቶ ልዕሊ 200 ሚሳይላት ብ ኣመሪካን እስራኤል ከምዝበርዓነ ተፈሊጡ። ኣብ ዶባ ሶማልያን ኢትዮጵያን ወጥሪ ከምዘሎ ኣብ ኣፍሪቃ ወተሃደራዊ ኣዛዚ ኣመሪካ ጀነራል ሚካኤል ናንግሊ ገሊጹ። መራሕቲ ካቶሊክ ኣብ ቫቲካን ኣብቲ ንሓደ ወርሒ ዝጸንሕ ዋዕላኦም ኣብ ለውጢ መሰረተ እምነት (ዶክሪን) ድምጺ ክህቡ እዮም።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ንሎሚ 2 ጥቅምቲ 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኢራን ናብ እስራኤል ዝተኮሶቶ ልዕሊ 200 ሚሳይላት ብ ኣመሪካን እስራኤል ከምዝበርዓነ ተፈሊጡ። ኣብ ዶባ ሶማልያን ኢትዮጵያን ወጥሪ ከምዘሎ ኣብ ኣፍሪቃ ወተሃደራዊ ኣዛዚ ኣመሪካ ጀነራል ሚካኤል ናንግሊ ገሊጹ። መራሕቲ ካቶሊክ ኣብ ቫቲካን ኣብቲ ንሓደ ወርሒ ዝጸንሕ ዋዕላኦም ኣብ ለውጢ መሰረተ እምነት (ዶክሪን) ድምጺ ክህቡ እዮም።