Source: SBS** ብሰንኪ እቲ ኣብ ኤሽያ ዝተኸስተ ህቦቡላዊ ዝናብ ቆጽሪ ዝሞቱ ሰባት 1,300 በጺሑ... ** ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊዮ መበል 14] ኣብ መንጎ ኣመሪካን ቨነዝዌላን ወተሃደራዊ ስጕምቲ ኸይውሰድ እናተሰግአ ይኸይድ ብምህላዉ ፡ ዝርርብ ክግበር ጻውኢት ኣቕሪቦም ... ** ቊጠባዊ ዕብየት ኣውስትራልያ ፡ ካብቲ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመት ዝተራእየ ንላዕሊ ብቕልጡፍ ናህሪ ኺስጕም ምዃኑ ተገሊጹ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
** ብሰንኪ እቲ ኣብ ኤሽያ ዝተኸስተ ህቦቡላዊ ዝናብ ቆጽሪ ዝሞቱ ሰባት 1,300 በጺሑ... ** ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ሊዮ መበል 14] ኣብ መንጎ ኣመሪካን ቨነዝዌላን ወተሃደራዊ ስጕምቲ ኸይውሰድ እናተሰግአ ይኸይድ ብምህላዉ ፡ ዝርርብ ክግበር ጻውኢት ኣቕሪቦም ... ** ቊጠባዊ ዕብየት ኣውስትራልያ ፡ ካብቲ ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓመት ዝተራእየ ንላዕሊ ብቕልጡፍ ናህሪ ኺስጕም ምዃኑ ተገሊጹ።