Source: SBSኣርእስታት ዜና፥ ሓደ ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ነታንያሁ ፡ እስራኤል ነቲ ኣብ ጋዛ እትገብሮ መጥቃዕታት ደው ንምባል ዝወጸ ንድፊ ከም እተቐበለት ገሊጹ ። ኣውስትራሊያ ኣብ ቀረባ መጻኢ ምክልኻል ናይ ገንዘብ ደገፍ እንተዘይተረኺቡ ኣብ ሓጺር ግዜ መጥቃዕቲ እንተተፈጢሩ ናይ ምክልኻል ዓቕማ ክዓቢ ኣይክእልን እዩ ። ተባሂሉ። መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ዋዕላ ደቡብ ኮርያ-ኣፍሪቃን ንፍስታፍ ናብ ደቡብ ኮርያ ኣትዮም። ሪያል ማድሪድ ንቦሩስያ ዶርትመንድ ስዒራ መበል 15 ጽዋዕ ሻምፒዮንስ ሊግ ክለባት ኤውሮጳ ክትዕወት’ንከላ ኣሰልጣኒ ካርሎ ኣንቸሎቲ ኸኣ ንሓምሻይ ግዚኡ ተዓዊቱ፣
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣርእስታት ዜና፥ ሓደ ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ነታንያሁ ፡ እስራኤል ነቲ ኣብ ጋዛ እትገብሮ መጥቃዕታት ደው ንምባል ዝወጸ ንድፊ ከም እተቐበለት ገሊጹ ። ኣውስትራሊያ ኣብ ቀረባ መጻኢ ምክልኻል ናይ ገንዘብ ደገፍ እንተዘይተረኺቡ ኣብ ሓጺር ግዜ መጥቃዕቲ እንተተፈጢሩ ናይ ምክልኻል ዓቕማ ክዓቢ ኣይክእልን እዩ ። ተባሂሉ። መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ዋዕላ ደቡብ ኮርያ-ኣፍሪቃን ንፍስታፍ ናብ ደቡብ ኮርያ ኣትዮም። ሪያል ማድሪድ ንቦሩስያ ዶርትመንድ ስዒራ መበል 15 ጽዋዕ ሻምፒዮንስ ሊግ ክለባት ኤውሮጳ ክትዕወት’ንከላ ኣሰልጣኒ ካርሎ ኣንቸሎቲ ኸኣ ንሓምሻይ ግዚኡ ተዓዊቱ፣