SKIP TO MAIN CONTENT

ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (04 ሰነ 2024)

SBS Tigrinya Newsflash
Source: SBS

ኣርእስታት ንሎሚ 4 ሰነ ዝተዳለወ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፥ ሜክሲኮ ናይ መጀመርታ ጓለነስተይቲ ፕረዚደንት መሪጻ። መንግስቲ ሶማሊያ ኣብ ሃገሩ ዝርከቡ ዓቀብቲ ሰላም ኢትዮጵያ ክወጹ ኣዚዙ። ጋንታ ኲዕሶ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ኣውስትራሊያ ማቲልዳስ ን ጋንታ ቻይና 2ብ0 ስዒራታ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ንሎሚ 4 ሰነ ዝተዳለወ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፥ ሜክሲኮ ናይ መጀመርታ ጓለነስተይቲ ፕረዚደንት መሪጻ። መንግስቲ ሶማሊያ ኣብ ሃገሩ ዝርከቡ ዓቀብቲ ሰላም ኢትዮጵያ ክወጹ ኣዚዙ። ጋንታ ኲዕሶ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ኣውስትራሊያ ማቲልዳስ ን ጋንታ ቻይና 2ብ0 ስዒራታ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now