Source: SBSንሎሚ 4 መጋቢት 2025 ዝተዳለወ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ዶናልድ ትራምፕ ፡ኣብ ልዕሊ ካናዳን ሜክሲኮን ተኣሚሙ ዘሎ ሓድሽ ቀረጽ ንኸይጅመር ደው ዘብሎ ዕድል ከምዘየለ ገሊጹ ። ኲንስላንዳውያን ነቲ ካብ ትሮፒካላዊ ሳይክሎን ኣልፍረድ ክመጽእ ዝኽእል ሓደጋ ኣርዚኖም ኽርእይዎ ምሕጽንታ ተዋሂብዎም ። ፍልስጢኤማዊን እስራኤላውን ተዓወቲ ኦስካር ፊልምታት ንኽልቲኡ ህዝብታት ማዕረ መሰል ክወሃቦም ንማሕበረሰብ ዓለም ጸዊዖም።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ንሎሚ 4 መጋቢት 2025 ዝተዳለወ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ዶናልድ ትራምፕ ፡ኣብ ልዕሊ ካናዳን ሜክሲኮን ተኣሚሙ ዘሎ ሓድሽ ቀረጽ ንኸይጅመር ደው ዘብሎ ዕድል ከምዘየለ ገሊጹ ። ኲንስላንዳውያን ነቲ ካብ ትሮፒካላዊ ሳይክሎን ኣልፍረድ ክመጽእ ዝኽእል ሓደጋ ኣርዚኖም ኽርእይዎ ምሕጽንታ ተዋሂብዎም ። ፍልስጢኤማዊን እስራኤላውን ተዓወቲ ኦስካር ፊልምታት ንኽልቲኡ ህዝብታት ማዕረ መሰል ክወሃቦም ንማሕበረሰብ ዓለም ጸዊዖም።