Source: SBS*** እስራኤል ኣንጻር ኢራንን ሊባኖስን ትገብሮ መጥቃዕቲ ብዝለዓለ ሓይሊ ከምትቕጽሎ ኣፍሊጣ... *** ብሰንኪ ቅልውላው ኢራን ፡ ኣውስትራሊያዊያን ዋጋ ነዳዲ ክውስኽ’ዩ ካብ ዝብል ስግኣት ኣብ ጉያ ዕድጊ ነዳዲ ከይሽመሙ መጠንቀቕታ ተዋሂብዎም.... *** ጋንታ ደቂ’ንስትዮ ኩዕሶ እግሪ ኢራን ኣንጻር ማቲልዳ ክትገጥም ኣብ ትዳለወሉ ዘላ፡ ተጻዋቲት ኣውስትራሊያ ንትብዓት ጋንታ ኢራን ሞጒሳ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
*** እስራኤል ኣንጻር ኢራንን ሊባኖስን ትገብሮ መጥቃዕቲ ብዝለዓለ ሓይሊ ከምትቕጽሎ ኣፍሊጣ... *** ብሰንኪ ቅልውላው ኢራን ፡ ኣውስትራሊያዊያን ዋጋ ነዳዲ ክውስኽ’ዩ ካብ ዝብል ስግኣት ኣብ ጉያ ዕድጊ ነዳዲ ከይሽመሙ መጠንቀቕታ ተዋሂብዎም.... *** ጋንታ ደቂ’ንስትዮ ኩዕሶ እግሪ ኢራን ኣንጻር ማቲልዳ ክትገጥም ኣብ ትዳለወሉ ዘላ፡ ተጻዋቲት ኣውስትራሊያ ንትብዓት ጋንታ ኢራን ሞጒሳ።
Check out our podcast collection here