Source: SBSንሎሚ 4 ታሕሳስ 2024 ኣርእስታት ዝተዳለዉ ዜናታት፥ ኣብታ ሃገርን ዓለምን ቁጠዐ ዘልዓለ፡ ፕረሲደንት ደቡብ ኮርያ ዩን ሱክ ዮአል ዝኣወጆ ሕጊ ማርሻል ድሕሪ ቕሩብ ሰዓታት ኣልዒልዎ። ፕረዚደንትጆ ባይደን ንወዱ ናይ ፈደራል ምሕረት ድሕሪ ምግባሩ ፡ ሓደ ናይ ፈደራል ዳኛ ነቲ ኣብ ልዕሊ ሃንተር ባይደን ዝቐረበ ክሲ ሰሪዝዎ ። ሁይማን ራይትስ ዎች መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰለስተ ዘይመንግስታዊ ትካላት ተጣበቕቲ መሰላት ብምእጋዱ ነቒፍዎ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ንሎሚ 4 ታሕሳስ 2024 ኣርእስታት ዝተዳለዉ ዜናታት፥ ኣብታ ሃገርን ዓለምን ቁጠዐ ዘልዓለ፡ ፕረሲደንት ደቡብ ኮርያ ዩን ሱክ ዮአል ዝኣወጆ ሕጊ ማርሻል ድሕሪ ቕሩብ ሰዓታት ኣልዒልዎ። ፕረዚደንትጆ ባይደን ንወዱ ናይ ፈደራል ምሕረት ድሕሪ ምግባሩ ፡ ሓደ ናይ ፈደራል ዳኛ ነቲ ኣብ ልዕሊ ሃንተር ባይደን ዝቐረበ ክሲ ሰሪዝዎ ። ሁይማን ራይትስ ዎች መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰለስተ ዘይመንግስታዊ ትካላት ተጣበቕቲ መሰላት ብምእጋዱ ነቒፍዎ።