SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (05 ሰነ 2024)

SBS Tigrinya Newsflash
Source: SBS

ንሎሚ 5 ሰነ ዝተዳለወ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ; ኣውስትራሊያ ዜጋታት ኣውስትራሊያ ዘይኮኑ ኣብ ምክልኻል ሰራዊት ክትከትብ ክትጅምር’ያ። ሰበ ስልጣን ምርጫ ሕንዲ ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ ናረንድራ ሞዲ ንሳልሳይ ግዜ ከገልግል ከም እተመርጸ ኣረጋጊጾም ። ሓድሽ ኣገባብ ፍወሳ ንደረጃ ሰለስተ ሕማም ካንሰር ሜላኖማ ዝተኣታተወ ፍወሳ ንሕሙማት ሓድሽ ተስፋ ምሃቡ ተፈሊጡ ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ንሎሚ 5 ሰነ ዝተዳለወ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ; ኣውስትራሊያ ዜጋታት ኣውስትራሊያ ዘይኮኑ ኣብ ምክልኻል ሰራዊት ክትከትብ ክትጅምር’ያ። ሰበ ስልጣን ምርጫ ሕንዲ ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ ናረንድራ ሞዲ ንሳልሳይ ግዜ ከገልግል ከም እተመርጸ ኣረጋጊጾም ። ሓድሽ ኣገባብ ፍወሳ ንደረጃ ሰለስተ ሕማም ካንሰር ሜላኖማ ዝተኣታተወ ፍወሳ ንሕሙማት ሓድሽ ተስፋ ምሃቡ ተፈሊጡ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now