Source: SBSኣርእስታት፡ ንሎሚ 5 ሕዳር 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ፡ ኣብዚ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ምርጫ ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕን ካማላ ሃሪስን ኣብተን ወሰንቲ ቦታታት ምርጫ ናይ መወዳእታ ጎስጓሶም የካይዱ ኣለዉ። እቲ ንህዝቢ ኣውስትራሊያ ደው ንኽብል ዝገብር ተባሂሉ ዝፍለጥ በብዓመቱ ዘካየድ ውድድር ኣፍራስ መልበርን ካፕ ፡ ሎሚ [5 ሕዳር] ኣስታት 90 ሽሕ ሰባት ክዕዘብዎ ትጽቢት ይግበር ። ብሪጣንያ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሚያን ዘለዉ ግጭታት ደው ክብሉ ጸዊዓ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣርእስታት፡ ንሎሚ 5 ሕዳር 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ፡ ኣብዚ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ምርጫ ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕን ካማላ ሃሪስን ኣብተን ወሰንቲ ቦታታት ምርጫ ናይ መወዳእታ ጎስጓሶም የካይዱ ኣለዉ። እቲ ንህዝቢ ኣውስትራሊያ ደው ንኽብል ዝገብር ተባሂሉ ዝፍለጥ በብዓመቱ ዘካየድ ውድድር ኣፍራስ መልበርን ካፕ ፡ ሎሚ [5 ሕዳር] ኣስታት 90 ሽሕ ሰባት ክዕዘብዎ ትጽቢት ይግበር ። ብሪጣንያ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሚያን ዘለዉ ግጭታት ደው ክብሉ ጸዊዓ።