SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (06 ሰነ 2024)

SBS Tigrinya Newsflash
Source: SBS

ንሎሚ ሓሙስ 6 ሰነ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ኣርእስታት ዜና፥ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፡ ካብ 7 ጥቅምቲ ኣትሒዙ ኣብ ምዕራብ ባንክ ልዕሊ 500 ፍልስጤማውያን ከም እተቐትሉን ዳርጋ ርብዒ ካባታቶም ቈልዑ ከም ዝነበሩን ገሊጹ ። ሓደ ሰብ ኣብ ሜክሲኮ ናይ መጀመርያ ብናይ ኣዕዋፍ ጉንፋዕ ወይ bird flu. ከምዝሞተ ውዱብጥዕና ዓለም(WHO) ኣፍሊጡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ንህ.ወ.ሓ.ት. ዳግም ሕጋዊ ኣፍልጦ ክረክብ ዘኽእሎ ናይ ኣዋጅ መመሓየሺ ኣጽዲቑ። ኣውስትራሊያዊ ተጻዋታይ ትኒስ ባይታ Alex de Minaur, ኣብቲ ኣብ ፓሪስ ዝግበር ዘሎ ጸወታት ፍረንች ኦፐን ናብ ፍርቂ ፍጫመ ንምብጻሕ ዝነበሮ ተስፋ ብጀርመናዊ Zverev.ተቖጽዩ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ንሎሚ ሓሙስ 6 ሰነ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ኣርእስታት ዜና፥ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፡ ካብ 7 ጥቅምቲ ኣትሒዙ ኣብ ምዕራብ ባንክ ልዕሊ 500 ፍልስጤማውያን ከም እተቐትሉን ዳርጋ ርብዒ ካባታቶም ቈልዑ ከም ዝነበሩን ገሊጹ ። ሓደ ሰብ ኣብ ሜክሲኮ ናይ መጀመርያ ብናይ ኣዕዋፍ ጉንፋዕ ወይ bird flu. ከምዝሞተ ውዱብጥዕና ዓለም(WHO) ኣፍሊጡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ንህ.ወ.ሓ.ት. ዳግም ሕጋዊ ኣፍልጦ ክረክብ ዘኽእሎ ናይ ኣዋጅ መመሓየሺ ኣጽዲቑ። ኣውስትራሊያዊ ተጻዋታይ ትኒስ ባይታ Alex de Minaur, ኣብቲ ኣብ ፓሪስ ዝግበር ዘሎ ጸወታት ፍረንች ኦፐን ናብ ፍርቂ ፍጫመ ንምብጻሕ ዝነበሮ ተስፋ ብጀርመናዊ Zverev.ተቖጽዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now