Source: SBSንሎሚ 6 ግንቦት 2025 ዝተዳለዉ ሕጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ አቕርበልኩም ... ** ኣንተኒ ኣልባኒዝ ንኻልኣይ እብረ መሪሕነቱ ብድልዱል ደገፍን ብዙሕ ድምጺ ብምርካብ ስርሑ ጅሚሩ... ** እስራኤል ንቓዛ ምሉእ ብምሉእ ንምቁጽጻርን ወተሃደራዊ ህላውነታ ንዘይተገደበ ግዜ ኣብቲ ዞባ ንምጽናሕ ዘኽእል መደብ ኣጽዲቓ... መንግስቲ ሱዳን ኣብ ምዕራብ ዳርፉር ብዘካየዶ ጃምላዊ ህልቂት ንሕቡራት ኢማራት ዓረብ ብሕጊ ተሓታቲት ንምግባር ዝገበሮ ፈተነ ፈሺሉ...
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ንሎሚ 6 ግንቦት 2025 ዝተዳለዉ ሕጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ አቕርበልኩም ... ** ኣንተኒ ኣልባኒዝ ንኻልኣይ እብረ መሪሕነቱ ብድልዱል ደገፍን ብዙሕ ድምጺ ብምርካብ ስርሑ ጅሚሩ... ** እስራኤል ንቓዛ ምሉእ ብምሉእ ንምቁጽጻርን ወተሃደራዊ ህላውነታ ንዘይተገደበ ግዜ ኣብቲ ዞባ ንምጽናሕ ዘኽእል መደብ ኣጽዲቓ... መንግስቲ ሱዳን ኣብ ምዕራብ ዳርፉር ብዘካየዶ ጃምላዊ ህልቂት ንሕቡራት ኢማራት ዓረብ ብሕጊ ተሓታቲት ንምግባር ዝገበሮ ፈተነ ፈሺሉ...
Check out our podcast collection here