Source: SBSኣርእስታት ንሎሚ 6 ሕዳር 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ፡ ** ኣብ መዓልቲ ምርጫ፡ ዓሰርተታት ሚልዮናት ኣመሪካዊያን ድምጾም ሂቦም... ** ውድብ ጥዕና ዓለም ፡ ሳሕቲ ጥራይ ዝግበር ሕክምናዊ ምውጻእ፡ ልዕሊ 100 ብከቢድ ሕሙም ዝሓመሙ ካብ ጋዛ ኣውጺኡ ... ** ኣመሪካ ብኹነታት ኣብ ኢትዮጵያ ዝርአ ዘሎ ስእነት ጸጥታ ስክፍታ ከም ዘለዋ ሚ/ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብንሊከን ገሊጹ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣርእስታት ንሎሚ 6 ሕዳር 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ፡ ** ኣብ መዓልቲ ምርጫ፡ ዓሰርተታት ሚልዮናት ኣመሪካዊያን ድምጾም ሂቦም... ** ውድብ ጥዕና ዓለም ፡ ሳሕቲ ጥራይ ዝግበር ሕክምናዊ ምውጻእ፡ ልዕሊ 100 ብከቢድ ሕሙም ዝሓመሙ ካብ ጋዛ ኣውጺኡ ... ** ኣመሪካ ብኹነታት ኣብ ኢትዮጵያ ዝርአ ዘሎ ስእነት ጸጥታ ስክፍታ ከም ዘለዋ ሚ/ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንቶኒ ብንሊከን ገሊጹ።