Source: SBSኣብ ምዕራባዊ ሲድኒ ዝርከብ ካውንስል ፡ ብዛዕባ ሓደ ጾታ ዘለዎም ወለዲ ዝምልከት ትሕዝቶ ዘለዎ መጽሓፍ ኣብቲ ከባቢ ካብ ዝርከብ ኣብያተ መጻሕፍቲ ኣጊዱ። በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ (ECTA) ካብ 8 ሓምለ 2023 ዝጀመረ ናይ ሎሚ በጀት ዓመት ኣብ ቀዳሞት ትሽዓተ ኣዋርሕ ብሰደድ ናይ 835.2 ሚሊዮን ዶላር ኣታዊ ገይሩ። ሰራዊት እስራኤል ንኣፍደገ ራፋሕ ቓዛ ከምዝተቖጻጸረ ኣፍሊጡ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣብ ምዕራባዊ ሲድኒ ዝርከብ ካውንስል ፡ ብዛዕባ ሓደ ጾታ ዘለዎም ወለዲ ዝምልከት ትሕዝቶ ዘለዎ መጽሓፍ ኣብቲ ከባቢ ካብ ዝርከብ ኣብያተ መጻሕፍቲ ኣጊዱ። በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ (ECTA) ካብ 8 ሓምለ 2023 ዝጀመረ ናይ ሎሚ በጀት ዓመት ኣብ ቀዳሞት ትሽዓተ ኣዋርሕ ብሰደድ ናይ 835.2 ሚሊዮን ዶላር ኣታዊ ገይሩ። ሰራዊት እስራኤል ንኣፍደገ ራፋሕ ቓዛ ከምዝተቖጻጸረ ኣፍሊጡ።