ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (09 ታሕሳስ 2025)

Source: SBS
** ላዕለዎት ሰብ መዚ ኣውስትራልያን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ብዛዕባ ጸጥታዊ ጉዳይ ኣብ ዋሽንግተን ዲ-ሲ ተዛትዮም:... ** ኣብ ደቡብ ኮርዶፋን ፡ ኣብ መዋእለ ህጻናትን ኣብ ካልእ ቦታታትን ሱዳን ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ድሮን ፡ 63 ህጻናት ዝርከብዎም 114 ሰባት ከምዝሞቱ ውድብ ጥዕና ዓለም ሓቢሩ... ** ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ሁ ቻንግቹን፡ ኣብ ዓዲ ሃሎ ምስ ፕረዚደንት ኢሳይኣስ ኣፈወርቂ ተራኺቡ ተዘራሪቡ።
Share










