ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ታሕሳስ 2025)

Source: SBS
** ኣማኢት ኣሻሓት ትሕቲ 16 ዓመት ዕድመኦም ኣውስትራሊያውያን ካብ ሎሚ ማሕበራዊ መዲያ ከይጥቀሙ ተኣጊዶም። ** ኤርትራ ብምእሳር ጋዜጠኛታት ኣብ ኣፍሪቃ ትመርሕ ከምዘላ IFJ ኣብ ናይ 2025 ጸብጻቡ ኣቕሪቡ... ** ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ንከንቲባ ሎንደን ሳዲቕ ክሃን "ዘይረብሕ" ብምባል ብጸርፊ ኣጥቂዒዎ ።
Share



