ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (10 ሰነ 2024)11:57 Source: SBSSBS TigrinyaView Podcast SeriesFollow and SubscribeApple PodcastsYouTubeSpotifyDownload (12.16MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android ኣርእስታት ዜና፥ ኣባል ካቢነ ሚኒስተራት ኲናት እስራኤል በኒ ጋንትዝ ብፍቓዱ ካብቲ ካቢነ ተሰናቢቱ፣ ሎሚ ልደት ንጉስ ኣብ ዝበዓለሉ ዘሎ ዝተፈላለዩ ሰባት ተሸሊሞም። ልኡኽ "ቁጠባዊ ኮምሽን ሕቡራት ሃገራት ንኣፍሪቃ" ኣብ ኣስመራ ዑደት ኣካይዱ፡ShareLatest podcast episodesቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ጥሪ 2026)ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (15 ጥሪ 2026)ግጥማት ባይታ ቴኒስ ኣውስትራልያን ኦፕን ይጅመር ኣሎ፣ ከመይ ክኸይድ'ዩ፧ መነመን'ዮም እቶም ሓያላት፧መንግስቲ ኢትዮጵያ ንህወሓትን መንግስቲ ኤርትራን ከሲሱ፣ ሃገራዊ መረጻ ኣብ ትግራይ ንምክያድ ምድላዋት ተገይሩ፣ (ጽብጻባት ልኡኽና)