Source: SBSንሎሚ 11 ለካቲት 2025 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፡ ** ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ምስ ሚኒስተር ወጻኢ ግብጺ ኣብ ዋሽንግተን ይራኸቡ... *** ኒው ዚላንድ ፡ ወርቃዊ ትኬት ዝብሃል ኣገባብ ከም እትኣቱ ድሕሪ ምግላጻ ፡ ብዛዕባ ንሃብታማት ስደተኛታት ዝወሃብ ቪዛ ዝምልከት ክትዕ ጀሚሩ። ** ሚኒስትሪ ወጻኢ ሱዳን ብሰንበት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ፡ ነቲ ድሕሪ ዝግበር ዘሎ ኲናት እታ ሃገር ዝህሉ መስርሕ ፖሎቲካ ማሕበረ-ሰብ ዓለም ክድግፍ ጸዊዑ ...
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ንሎሚ 11 ለካቲት 2025 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፡ ** ጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ምስ ሚኒስተር ወጻኢ ግብጺ ኣብ ዋሽንግተን ይራኸቡ... *** ኒው ዚላንድ ፡ ወርቃዊ ትኬት ዝብሃል ኣገባብ ከም እትኣቱ ድሕሪ ምግላጻ ፡ ብዛዕባ ንሃብታማት ስደተኛታት ዝወሃብ ቪዛ ዝምልከት ክትዕ ጀሚሩ። ** ሚኒስትሪ ወጻኢ ሱዳን ብሰንበት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ፡ ነቲ ድሕሪ ዝግበር ዘሎ ኲናት እታ ሃገር ዝህሉ መስርሕ ፖሎቲካ ማሕበረ-ሰብ ዓለም ክድግፍ ጸዊዑ ...