Source: SBSንሎሚ 11 ሰነ 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኣርእስታት፡ ምክትል ፕረዚደንት ማላዊን ካልኦት ትሽዓተ ሰባትን ዝጸዓነት ወተሃደራዊት ነፋሪት ጠፊኣ። ኣብ ኣውስትራሊያ ክሓዊ ካብ ዝኽእል ሕማም ምኽንያት ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰዓት ክልተ ሰባት ይሞቱ ። ሓደ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ኩዕሶ እግሪ ፡ ኣብቲ ኣብ ፔርዝ ዝካየድ መጻረዪ ውድድር ዋንጫ ዓለም ንኺሳተፍ ናብ ኣውስትራሊያ ከይኣቱ ቪዛ ተኸሊኡ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ንሎሚ 11 ሰነ 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኣርእስታት፡ ምክትል ፕረዚደንት ማላዊን ካልኦት ትሽዓተ ሰባትን ዝጸዓነት ወተሃደራዊት ነፋሪት ጠፊኣ። ኣብ ኣውስትራሊያ ክሓዊ ካብ ዝኽእል ሕማም ምኽንያት ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰዓት ክልተ ሰባት ይሞቱ ። ሓደ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ኩዕሶ እግሪ ፡ ኣብቲ ኣብ ፔርዝ ዝካየድ መጻረዪ ውድድር ዋንጫ ዓለም ንኺሳተፍ ናብ ኣውስትራሊያ ከይኣቱ ቪዛ ተኸሊኡ።