Source: SBSንሎሚ 11 መጋቢት 2025 ዝተዳለወ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ አርእስታት፡ ** ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ሶርያ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ልዕሊ 800 ሰላማውያን ሰባት ድሕሪ ምቕታሎም ፡ ኣውስትራሊያ ደገፍ ክትገብር ማሕበረሰብ ሶርያዊያን-ኣውስትራልያውያን ጸዊዑ። ** ኤምባሲ ሩስያ ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ዘውጽ ኦ መግለጺ መንግስቲ ኣውስትራሊያ ዓቃብ ሰላም ናብ ዩክረይን እንተሰዲዱ "ከቢድ ሳዕቤን" ክህሉ' ዩ "ክብል ኣጠንቂቑ ። ** ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ንገለ "ዕግርግር" ኣብ ምፍጣር ኢድ ኣለዎም ዝበሎም ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሓይልታት ትግራይ ኣጊዱ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ንሎሚ 11 መጋቢት 2025 ዝተዳለወ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ አርእስታት፡ ** ኣብ ሰሜናዊ ምዕራብ ሶርያ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ልዕሊ 800 ሰላማውያን ሰባት ድሕሪ ምቕታሎም ፡ ኣውስትራሊያ ደገፍ ክትገብር ማሕበረሰብ ሶርያዊያን-ኣውስትራልያውያን ጸዊዑ። ** ኤምባሲ ሩስያ ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ዘውጽ ኦ መግለጺ መንግስቲ ኣውስትራሊያ ዓቃብ ሰላም ናብ ዩክረይን እንተሰዲዱ "ከቢድ ሳዕቤን" ክህሉ' ዩ "ክብል ኣጠንቂቑ ። ** ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣቶ ጌታቸው ረዳ ንገለ "ዕግርግር" ኣብ ምፍጣር ኢድ ኣለዎም ዝበሎም ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሓይልታት ትግራይ ኣጊዱ።