Source: SBSንሎሚ 16 መጋቢት 2025 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት ዜና፡ ** ብዛዕባ ፖሊሲታት መንበሪ ኣባይቲ ዝምልከት ኣብ ልዕሊ ክልቲኦም ዓበይቲ ሰልፍታት ፖሎቲካ ኣውስትራሊያ ነቐፌታ ይቐርብ ኣሎ ... ** ማእከላይ ባንክ ኣውስትራሊያ ኣብ ወርሒ ግንቦት ተወሳኺ ምጉዳል መጠን ወለድ ክገብር ክፉት እዩ ኢሉ... ** መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ 58 ከተማታት ዝካይዶ 'ልምዓት ኮሪደር' ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ዘለዎ ጽልዋ ክግምግም ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ሓቲቱ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ንሎሚ 16 መጋቢት 2025 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት ዜና፡ ** ብዛዕባ ፖሊሲታት መንበሪ ኣባይቲ ዝምልከት ኣብ ልዕሊ ክልቲኦም ዓበይቲ ሰልፍታት ፖሎቲካ ኣውስትራሊያ ነቐፌታ ይቐርብ ኣሎ ... ** ማእከላይ ባንክ ኣውስትራሊያ ኣብ ወርሒ ግንቦት ተወሳኺ ምጉዳል መጠን ወለድ ክገብር ክፉት እዩ ኢሉ... ** መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ 58 ከተማታት ዝካይዶ 'ልምዓት ኮሪደር' ኣብ ሰብኣዊ መሰላት ዘለዎ ጽልዋ ክግምግም ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ሓቲቱ።
Check out our podcast collection here