Source: SBSኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ባንግኮክ ኣብ ሓደ ሆቴል ኣብ ዝርከብ ሓደ ክፍሊ ሽዱሽተ ሰባት ብምኽንያት ሓደ ኣባል ናይቲ ጕጅለ ንገዛእ ርእሱን ንኻልኦትን ብሳይነይድ ከም ዝመረዘ ተገሊጹ ። ሰበስልጣን ፈረንሳ ንሓደ ናይ ኦሎምፒክ ፋና ዒላማ ክገብር ደልዩ ተባሂሉ ዝተጠርጠረ ሕሉፍ የማናይ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዮም ። ኣብ ኤርትራ፣ ሃገራዊ መልቐቒ ፈተና ካብ ዝተፈተኑ ተምሃሮ፡ እቶም ኣስታት 75% ከም ዝወደቑ ተሓቢሩ። ቢንያም ግርማይ ትማሊ 17 ሓምለ 2024 ኣብ ዝተኻየደ መበል 17 ዙር ፈረንሳ ንዓለም ዘገረመ ጽንዓት ዝመለለይኡ ዓወት ኣመዝጊቡ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ባንግኮክ ኣብ ሓደ ሆቴል ኣብ ዝርከብ ሓደ ክፍሊ ሽዱሽተ ሰባት ብምኽንያት ሓደ ኣባል ናይቲ ጕጅለ ንገዛእ ርእሱን ንኻልኦትን ብሳይነይድ ከም ዝመረዘ ተገሊጹ ። ሰበስልጣን ፈረንሳ ንሓደ ናይ ኦሎምፒክ ፋና ዒላማ ክገብር ደልዩ ተባሂሉ ዝተጠርጠረ ሕሉፍ የማናይ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትዮም ። ኣብ ኤርትራ፣ ሃገራዊ መልቐቒ ፈተና ካብ ዝተፈተኑ ተምሃሮ፡ እቶም ኣስታት 75% ከም ዝወደቑ ተሓቢሩ። ቢንያም ግርማይ ትማሊ 17 ሓምለ 2024 ኣብ ዝተኻየደ መበል 17 ዙር ፈረንሳ ንዓለም ዘገረመ ጽንዓት ዝመለለይኡ ዓወት ኣመዝጊቡ።