Source: SBS** እስራኤል ፡ ንሓደ ላዕለዋይ ኢራናዊ በዓል-ስልጣን ጸጥታን ኣማኻሪ ኑክልየሳዊ ስትራተጂን ዝነበረ ዓሊ ላሪጃኒ ፡ ከም ዝቐተለት ገሊጻ ። ** ናይ ኣውስትራሊያ ዓበይቲ ኣርባዕተ ባንክታት ምስቲ ናይ ትማሊ መጠን ገንዘብ ምውሳኽ ብዝተኣሳሰረ ናይ ገዛ መጠን ወለድ ልቓሕ ብ25 ሚኢታዊ ከምዝውስኹ ኣፍሊጦም ኣለው ። ** ኣብ ኩባ ዘሎ ሕጽረት ነዳዲ ፡ ንህዝቢ ኩባ ኣብ ኣዝዩ ከቢድ ጸበባ ኣእትይዎም ከም ዘሎ ፡ ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ቤት ጽሕፈት ሰብኣዊ ጕዳያት ገሊጹ ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
** እስራኤል ፡ ንሓደ ላዕለዋይ ኢራናዊ በዓል-ስልጣን ጸጥታን ኣማኻሪ ኑክልየሳዊ ስትራተጂን ዝነበረ ዓሊ ላሪጃኒ ፡ ከም ዝቐተለት ገሊጻ ። ** ናይ ኣውስትራሊያ ዓበይቲ ኣርባዕተ ባንክታት ምስቲ ናይ ትማሊ መጠን ገንዘብ ምውሳኽ ብዝተኣሳሰረ ናይ ገዛ መጠን ወለድ ልቓሕ ብ25 ሚኢታዊ ከምዝውስኹ ኣፍሊጦም ኣለው ። ** ኣብ ኩባ ዘሎ ሕጽረት ነዳዲ ፡ ንህዝቢ ኩባ ኣብ ኣዝዩ ከቢድ ጸበባ ኣእትይዎም ከም ዘሎ ፡ ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ቤት ጽሕፈት ሰብኣዊ ጕዳያት ገሊጹ ።
Check out our podcast collection here