Source: SBSንሎሚ 21 ነሓሰ 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ኣርእስታት፡ 12 ኤርትራውያን ምስ ሓደ ገበነኛ ካብ ማእሰርቲ ኣምሊጦም፡ ይድለዩ ኣለዉ። ሩስያ ፡ ሓይልታት ዩክረይን ነቲ ኣብ ዞባ ኩርስክ ዝርከብ ሳልሳይ ድልድል ከም ዘዕነዉዎ ገሊጻ ፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ፔኒ ዎንግ ነቲ መንግስቲ ኣብ ቓዛ ተዅሲ ደው ክብል ኣለዎ ዝብል መረጊጺኡ ዳግም ኣስሚራትሉ። ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ ዒላማታት ዕጡቓት ሑቲ መጥቃዕቲ ፈንዩ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ንሎሚ 21 ነሓሰ 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ኣርእስታት፡ 12 ኤርትራውያን ምስ ሓደ ገበነኛ ካብ ማእሰርቲ ኣምሊጦም፡ ይድለዩ ኣለዉ። ሩስያ ፡ ሓይልታት ዩክረይን ነቲ ኣብ ዞባ ኩርስክ ዝርከብ ሳልሳይ ድልድል ከም ዘዕነዉዎ ገሊጻ ፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ፔኒ ዎንግ ነቲ መንግስቲ ኣብ ቓዛ ተዅሲ ደው ክብል ኣለዎ ዝብል መረጊጺኡ ዳግም ኣስሚራትሉ። ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ልዕሊ ዒላማታት ዕጡቓት ሑቲ መጥቃዕቲ ፈንዩ።