Source: SBSንሎሚ 23 ሚያዝያ 2025 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት ** ሰልፊ ተቓዋሚ ኣብ ፈደራል ምርጫ እንተተዓዊቱ ወጻኢታት ምክልኻል ከምዘዛይዶ ተመባጺዑ... ** ቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ ንቕትለት በጻሕቲ ሃገር ኣብ ክሽሚር ኮኒኑ... ** ምክትል ፕረዚደንት ኣመሪካ ነበር ኣል ጎረ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ንክሊማዊ ለውጢ ዝግበር ጻዕሪ ብምግታእን ንዲሞክራሲ ኣመሪካ ኣብ ሓደጋ ብምእታውን ህዝቢ ኣመሪካ ክቃወሞ ጸዊዑ ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ንሎሚ 23 ሚያዝያ 2025 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ኣርእስታት ** ሰልፊ ተቓዋሚ ኣብ ፈደራል ምርጫ እንተተዓዊቱ ወጻኢታት ምክልኻል ከምዘዛይዶ ተመባጺዑ... ** ቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ ንቕትለት በጻሕቲ ሃገር ኣብ ክሽሚር ኮኒኑ... ** ምክትል ፕረዚደንት ኣመሪካ ነበር ኣል ጎረ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ንክሊማዊ ለውጢ ዝግበር ጻዕሪ ብምግታእን ንዲሞክራሲ ኣመሪካ ኣብ ሓደጋ ብምእታውን ህዝቢ ኣመሪካ ክቃወሞ ጸዊዑ ።
Check out our podcast collection here