Source: SBS** ፈደራል መንግስቲ ነቲ ኣብ ኣውስትራልያ ናይ መጀመርታ ልዑል ፍጥነት ዘለዎ መስመር ባቡር ንምህናኣጽ ፕሮጀክት ይሳለጥ ምህላዉ ኣፍሊጡ... ** ኣብ ግብጺ: ተታሒዞም ዝለዉ 3,000 ኤርትራውያን ስደተኛታት ይግፍዑ ምህላዎም ዘይመንግስታዊ ተጣባቒ መሰላት ኤርትራውያን ገሊጹ። ... ** ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኢትዮጵያ፡ ሓሙሽተ ከባቢታት ፡ ካብ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ወጺኡ፡ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብቐጥታ ክመርጻ ንዝወሰኖ ዉሳነ ብ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ሰልፊ ስምረት ተቓዊምዎ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
** ፈደራል መንግስቲ ነቲ ኣብ ኣውስትራልያ ናይ መጀመርታ ልዑል ፍጥነት ዘለዎ መስመር ባቡር ንምህናኣጽ ፕሮጀክት ይሳለጥ ምህላዉ ኣፍሊጡ... ** ኣብ ግብጺ: ተታሒዞም ዝለዉ 3,000 ኤርትራውያን ስደተኛታት ይግፍዑ ምህላዎም ዘይመንግስታዊ ተጣባቒ መሰላት ኤርትራውያን ገሊጹ። ... ** ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኢትዮጵያ፡ ሓሙሽተ ከባቢታት ፡ ካብ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ወጺኡ፡ ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብቐጥታ ክመርጻ ንዝወሰኖ ዉሳነ ብ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ሰልፊ ስምረት ተቓዊምዎ።
Check out our podcast collection here