ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 ሰነ 2023)06:09ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛView Podcast SeriesFollow and SubscribeApple PodcastsYouTubeSpotifyDownload (8.63MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android ኣርእስታት ዜና 25 ሰነ 2023፡ ሰራዊት ዋግነር "ደም ንኸይፈስስ" ካብ ሞስኮ ተመሊሶም፡ ሓለቓኦም ናብ በላሩስ የምርሕ። ኵሎም እቶም ኣብታ ናብ ታይታኒክ ንምኻድ ጠፊኣ ዝቐነየት ሳብማሪን ዝነበሩ ሓሙሽተ ሰባት ምማቶም ተረጋጊጹ። ዋጋታት ግሮሰሪ ብ 7 ሚእታዊ ወሲኹ/ ዋጋታት ስጋ ብ 9 ሚእታዊ ወሲኹ።ShareLatest podcast episodesትምህርቲ ቋንቋ እንግሊዝኛ ምስ ኤስ ቢ ኤስ፡ #102 ድሉው ምዃን ፡ #102 Getting organised (Med)ወጥሪ ኣብ መንጎ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካን ሃገራት ኣውሮጳን ይውስኽ፡ ሓጺርቲ ዚናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ጥሪ 2026)ኣብ ጥሪ 26 ብርግጽ እንታይ'ዩ ተፈጢሩ?“ኣብ መንጎ ኤርትራ ኢትዮጵያን ዘሎ ወጥሪ ክዓርቕ ድሉው እየ፡” ሕብረት ኣውሮጳ። (ሓጸርቲ ዜናታት SBS ትግርኛ 20 ጥሪ 2026)