Source: SBSኣርእስታት ዜና፥ መስራቲ ዊኪሊክስ ጁልያን ኣሳንጅ ምስ ኣኽበርቲ ሕጊ ኣመሪካ ብዝተገብረ ስምምዕ ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ማእሰሪ ንመጀመርታ ግዜ መሬት ኣውስትራልያ ረጊጹ ። ድሕሪ'ቲ ብርቱዕ ተቓዉሞን ኣዕናዊ ናዕብን ነቲ ተሓሲቡ ዝነበረ ምውሳኽ ግብሪ ከምዝሰሓቦ ናይ ኬንያ ፕሬዝዳንት ዊልያም ሩቶ ኣፍሊጡ ። ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዝፍፀሙ ዘለዉ ጾታዊ ጥቕዓትን መጭወይትን ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፍታት ተኻይዶም። ፕረዝደንትን ምኽትልን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ ካብ ስልጣኖም ንምልቃቕ ሕቶ ኣቕሪቦም።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣርእስታት ዜና፥ መስራቲ ዊኪሊክስ ጁልያን ኣሳንጅ ምስ ኣኽበርቲ ሕጊ ኣመሪካ ብዝተገብረ ስምምዕ ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ማእሰሪ ንመጀመርታ ግዜ መሬት ኣውስትራልያ ረጊጹ ። ድሕሪ'ቲ ብርቱዕ ተቓዉሞን ኣዕናዊ ናዕብን ነቲ ተሓሲቡ ዝነበረ ምውሳኽ ግብሪ ከምዝሰሓቦ ናይ ኬንያ ፕሬዝዳንት ዊልያም ሩቶ ኣፍሊጡ ። ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዝፍፀሙ ዘለዉ ጾታዊ ጥቕዓትን መጭወይትን ዝኹንን ሰለማዊ ሰልፍታት ተኻይዶም። ፕረዝደንትን ምኽትልን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ትግራይ ካብ ስልጣኖም ንምልቃቕ ሕቶ ኣቕሪቦም።