Source: SBSንሎሚ ሰኑይ 27 ግንቦት 2024 ዝተዳለወ ዜና። ኣብ ኤርትራ 'ሓያል ሳይበራዊ መጥቃዕቲ' ከምዝተፈጸመ ተገሊጹ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ በዓል ናጽነት ኣብ ዘስምዖ መደረ፡ ኲናት ከጋጥም ከምዝኽእል ብምእማት "ድሕነታዊ ድልውነት" ከምዘድሊ ተዛሪቡ። ሓማስ ብሰንበት [27 ግንቦት] ኣብ ቴል ኣቪቭ ፡ እስራኤል ፡ ሓያሎ ሮኬታት ተኲሱ ። ኣብ ፐርዝ፡ ኣደ ምስ ጓላ ብናይ ቀደም ኣፍቃሪ መሓዛኣ ዝነበረ ተቐቲላ፡ ቀታሊ'ውን ገዛእ ህይወቱ ኣሕሊፉ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ በዓል ናጽነት ኣብ ዘስምዖ መደረ፡ ኲናት ከጋጥም ከምዝኽእል ብምእማት "ድሕነታዊ ድልውነት" ከምዘድሊ ተዛሪቡ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ንሎሚ ሰኑይ 27 ግንቦት 2024 ዝተዳለወ ዜና። ኣብ ኤርትራ 'ሓያል ሳይበራዊ መጥቃዕቲ' ከምዝተፈጸመ ተገሊጹ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ በዓል ናጽነት ኣብ ዘስምዖ መደረ፡ ኲናት ከጋጥም ከምዝኽእል ብምእማት "ድሕነታዊ ድልውነት" ከምዘድሊ ተዛሪቡ። ሓማስ ብሰንበት [27 ግንቦት] ኣብ ቴል ኣቪቭ ፡ እስራኤል ፡ ሓያሎ ሮኬታት ተኲሱ ። ኣብ ፐርዝ፡ ኣደ ምስ ጓላ ብናይ ቀደም ኣፍቃሪ መሓዛኣ ዝነበረ ተቐቲላ፡ ቀታሊ'ውን ገዛእ ህይወቱ ኣሕሊፉ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ በዓል ናጽነት ኣብ ዘስምዖ መደረ፡ ኲናት ከጋጥም ከምዝኽእል ብምእማት "ድሕነታዊ ድልውነት" ከምዘድሊ ተዛሪቡ።