ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (28 ግንቦት 2024)

Source: SBS
ንሎሚ 28 ግንቦት 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ እስራኤል ፡ ኣብታ ናይ ቴንዳ ከተማ ተቐይራ ዘላ ከተማ ራፋሕ ብነፈርቲ ውግእ 45 ሰባት ከም እተቐትሉ ተኣሚና ። ኣውሮጳ ኣብ ክንዲ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ምውካል ገዛእ ርእሳ ብምክልኻል ክትክእል ኣለዋ ክብል ፕሬዝዳንት ፈረንሳይ ኢማኑዌል ማክሮን ገሊጹ ። ሓይልታት ትግራይ ካብ ዝሓዝዎም ከባቢታት ኣላማጣ ከምዝወጹ ምውሳኑ ጊዝያዊ ምምሕዳር'ቲ ክልል ኣፍሊጡ።
Share