ዕለታዊ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (29 ግንቦት 2024)

Source: SBS
ንሎሚ 29 ግንቦት 2024 ዝተዳለዉ ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ፡ ናብቲ ኣብ ፓፕዋ ኒው ጊኒ ኣብቲ ብውሑዱ 2,000 ሰባት ብሃዶሽዶሽ ብህይወቶም ዝተቐበርሉ ቦታ: ረድኤት ንምብጻሕ ዝወስድ ቀንዲ መገዲ ድንድል ከምዝፈረሰ ተሓቢሩ: ዩክረይን ኣብ ውሽጢ ሩስያ ኣብ ዝርከብ ወተሃደራዊ ቦታታት ንኽትወቅዕ ክፍቀደላ ከም ዝግባእ መራሕቲ ፈረንሳን ጀርመንን ሓቲቶም። ዓቃባዊ ሰልፊ ብሪጣንያ ኣብቲ ምርጫ እንተተዓዊቱ፡ ግዱድ ሃገራዊ ኣገልግሎት ክጅምር ዉጥን ከም ዘለዎ ኣፍሊጡ።
Share