ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (30 ሓምለ 2025)

Source: SBS
** እስራኤል ነቲ መንግስቲ ንግሊዝ ንሃገረ ፍልስጢኤም ኣፍልጦ ክህብ ዝሃቦ ቅድምመ ኩነትን መቓን ግዜን ኮኒና። ** ሎሚ ዝወጸ ሓበሬታ ዋጋታት ሸቐጥ መጠን ወለድ ክጎድል ክገድድ’ዩ ክብሉ ኪኢላታት ቁጠባ ገሊጾም... ** ኣብ ግምቢ ማንሃታን ብጠበንጃ ኣርባዕተ ሰባት ዝቐተለ ሰብኣይ ፡ ነቲ እናኣንቈልቈለ ዝኸይድ ዝነበረ ሕማም ሓንጐሉ ተሓታቲ ሃገራዊ ማሕበር ኵዕሶ እግሪ (National Football League) ምዃኑ ዝሕብር ወረቐት ሒዙ ከምዝነበረ ተገሊጹ።
Share