ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (5 ሓምለ 2023 )

ናይ ሎሚ 5 ሓምለ 2023 ዘዳለናዮ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ኣርእስታት ዜና፡ ፕረዚደንት ኢንዶነዥያ ጆኮ ዊዶዶ ፡ ናብ ኣውስትራልያ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ምብጻሕ ድሕሪ ምግባሩ ፡ ናብ ሃገሩ ተመሊሱ ። ኣብ ትግራይ፤ ህዝቢ ብጥምየት ይመውት ኣሎ። ንሱዳን ዘዳዉባ ሃገራት ነቶም ካብ ኲናት ሃዲሞም ዝወጹ ዘለዉ ዶባተን ክኸፍታሎም ተሓቲተን
Share
SBS World News