SKIP TO MAIN CONTENT

ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፡ ኣብ ምጥፍፋእ ብኦንላይን ምእንቲ ከይንወድቕ

Finger at "SCAM ALERT" On Keyboard Button
Finger at "SCAM ALERT" On Keyboard Button Source: iStockphoto

ህይወት ሰባት ካብ ቀደም ንላዕሊ ብኢንተርነት ተኸቢብሉ ዘሎ እዋን ኢና ዘለና። ብ ኦንላይን፡ ንስራሕ ፡ ንሽምት፡ ንሸይጥ፡ ብኦንላይን ንጻወት ብኦንላይን ምስ ስድራናን ኣዕርኽትናን ኣዝማድናን ንራኸብ። ብእኡ መጠን ድማ ብዙሓት ሰባት ግዳያት ናይ ብኦንላይን ዝግበር ምጥፍፋኣት ኮይኖም ተሪፎም እዮም። እዚ ብኦንላይን ዝመጽእ ጸገም እንታይ እዩ? ብኸመይከ ካብዚ ሓደጋ ንሕሎ ዝገልጽ ትሕዝቶ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ።

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ህይወት ሰባት ካብ ቀደም ንላዕሊ ብኢንተርነት ተኸቢብሉ ዘሎ እዋን ኢና ዘለና። ብ ኦንላይን፡ ንስራሕ ፡ ንሽምት፡ ንሸይጥ፡ ብኦንላይን ንጻወት ብኦንላይን ምስ ስድራናን ኣዕርኽትናን ኣዝማድናን ንራኸብ። ብእኡ መጠን ድማ ብዙሓት ሰባት ግዳያት ናይ ብኦንላይን ዝግበር ምጥፍፋኣት ኮይኖም ተሪፎም እዮም። እዚ ብኦንላይን ዝመጽእ ጸገም እንታይ እዩ? ብኸመይከ ካብዚ ሓደጋ ንሕሎ ዝገልጽ ትሕዝቶ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now