SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ናይጀሪያ ዘሎ ናዕቢ

Maandamano nchini Nigeria
Watu waandamana katika eneo la Lekki mjini Lagos, Nigeria. Source: AP

ፖሊስ ዝገብሮ ዘሎ ግፍዒ ብምቅዋም ናይጀሪያዊያን ኣብ ጽርግያታት ለጎስ ወጺኦም ተቓዉሞ ይገብሩ ኣለዉ። እዚ ተቓዉሞ ዝግበር ዘሎ ድሕሪ ፖሊስ ኣብ ተቓወምቲ ጠያይት ምስተኮሰ ዝሰዓበ ዕግርግር መንግስቲ ናይጀሪያ ንዝ ኣወጆ ሰዓት እቶ እቶ ጥሒሱዩ ህዝቢ ናብ ጽርግያ ወጺኡ ዘሎ። ነዚ ካብ ዓለም ኩነኔ ዝወርዶ ዘሎ ግፍዒ ናይ ፖሊስ ናይጀሪያ ሰብ መዚ ዝተቕትለ ሰብ የለን እንተበሉኳ ትካላት ተጥበቕቲ ሰብ ኣዊ መሰላት ግና ነዚ ይነጽግዎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ፖሊስ ዝገብሮ ዘሎ ግፍዒ ብምቅዋም ናይጀሪያዊያን ኣብ ጽርግያታት ለጎስ ወጺኦም ተቓዉሞ ይገብሩ ኣለዉ። እዚ ተቓዉሞ ዝግበር ዘሎ ድሕሪ ፖሊስ ኣብ ተቓወምቲ ጠያይት ምስተኮሰ ዝሰዓበ ዕግርግር መንግስቲ ናይጀሪያ ንዝ ኣወጆ ሰዓት እቶ እቶ ጥሒሱዩ ህዝቢ ናብ ጽርግያ ወጺኡ ዘሎ። ነዚ ካብ ዓለም ኩነኔ ዝወርዶ ዘሎ ግፍዒ ናይ ፖሊስ ናይጀሪያ ሰብ መዚ ዝተቕትለ ሰብ የለን እንተበሉኳ ትካላት ተጥበቕቲ ሰብ ኣዊ መሰላት ግና ነዚ ይነጽግዎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now