ቀልቢ ዓለም ኣብ ዩክሬን'ከሎ ናይ ሰ/ኮርያ ሚሳይል ንዓለም ከየጥፍኣ ይስጋእ

he test launch of the Hwasong-15 intercontinental ballistic missile Credit: supplied
ሰሜን ኮርያ ብ ቀዳም ናብ ገማግም ባሕሪ ጃፓን ዘወንጨፈቶ ነዊሕ ርሕቀት ዝጐዓዝ ሚሳይል ስዒቡ፡ ኣብ ዩክረይን ዘሎ ውግእ ንስርዓት ፕዮንግያን ናብ ካልእ ቅዝፈት ዘምርሕ ስጉምቲ ከምርሕ ከየተባብዖ ስግኣት ፈጢሩ። እዚ መጠንቀቕታ እዚ ዝመጸ ፡ካብ ደቡብ ኮርያ ኮይኑ፡ መንግስቲ ጃፓን ነቲ መጥቃዕቲ ብምዅናን ንማሕበረ ሰብ ዓለም ኣስጋኢ ከም ዝኸውን ኣፍሊጡ ኣሎ ።
Share