SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ግዝኣት ኒው ሳውዝ ወልስ ኣብ ዝተገብረ ምርጫ ሰልፊ ለበር ተዓዊቱ።

LABOR ELECTION FUNCTION
መራሒ ለበር NSW ክሪስ ሚንስን ቀዳማይ ሚንስትር ኣንቶኒ ኣልባነስን ኣብ 2023 ናይ NSW ምርጫ ድሕሪ ምዕዋቶም ኣብ ከተማ ሲድኒ ቀዳም 25 መጋቢት 2023 ኣብ ዝተኻየደ ናይ ምቕባል ስነ ስርዓት ። Source: AAP / DEAN LEWINS/AAPIMAGE

ኣብ ኒው ሳውዝ ወልስ ኣብ ዝተገብረ ናይ ግዝ ኣት ምርጫ ሰልፊ ለበር ኣብ መላእ እታ ብብዝሒ ህዝቢ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝዓበየት ግዝ ኣት ስዒሩ መንግስቲ ከቕውም እዩ። በዚ ውጽ ኢት ብዘይካ ታዝማኒያ ኣብ ፈደራልን ኩለን ግዝ ኣታት ኣውስትራሊያን ብሰልፊ ለበር ክምርሓ ኪኢለን ኣለዋ። ብተወሳኺ እዚ ውጽኢት እዚ ፡ ሰልፊ ለበር ኣብ ኒው ሳውዝ ዌልስ ን 12 ዓመት ከም ተቓዋሚ ኮይኑ ዝጸንሃሉ ዘበን ዘብቅዓሉ ኮይኑ ኣሎ።

Published

By Deborah Groarke

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ኒው ሳውዝ ወልስ ኣብ ዝተገብረ ናይ ግዝ ኣት ምርጫ ሰልፊ ለበር ኣብ መላእ እታ ብብዝሒ ህዝቢ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝዓበየት ግዝ ኣት ስዒሩ መንግስቲ ከቕውም እዩ። በዚ ውጽ ኢት ብዘይካ ታዝማኒያ ኣብ ፈደራልን ኩለን ግዝ ኣታት ኣውስትራሊያን ብሰልፊ ለበር ክምርሓ ኪኢለን ኣለዋ። ብተወሳኺ እዚ ውጽኢት እዚ ፡ ሰልፊ ለበር ኣብ ኒው ሳውዝ ዌልስ ን 12 ዓመት ከም ተቓዋሚ ኮይኑ ዝጸንሃሉ ዘበን ዘብቅዓሉ ኮይኑ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now