SKIP TO MAIN CONTENT

ጽምብል ሓዲሽ ዓመት 2016፡ ኣብ ኣውስትራሊያን ዓለምን

New Year fireworks in Sydney (AAP)
New Year fireworks in Sydney (AAP) Source: New Year fireworks in Sydney (AAP)

ኣውስትራሊያ ሓንቲ ካብ ቀዳሞት ሃገራት ንሓዲሽ ዓመት 2016 ተቐቢላቶ። ጃፓን ሲዒባ ካል ኦትውን ተኸቲለን። ዓለም ንሓዲሽ ዓመት ትቕበሎ ዘላ ኣብ መንጎ ምዉላዕ ርቺታትን ጽምብልን፡ ደበና ጸጥታ ኣንጠጥዩዋ እናሀለወ'ዩ። ብዙሓት መራሕቲ ሃገራት ድማ ኩነታት ህዝቦም ኣብ 2016 ዘንጸባርቕ መል እኽቲ ኣቕሪቦም።

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣውስትራሊያ ሓንቲ ካብ ቀዳሞት ሃገራት ንሓዲሽ ዓመት 2016 ተቐቢላቶ። ጃፓን ሲዒባ ካል ኦትውን ተኸቲለን። ዓለም ንሓዲሽ ዓመት ትቕበሎ ዘላ ኣብ መንጎ ምዉላዕ ርቺታትን ጽምብልን፡ ደበና ጸጥታ ኣንጠጥዩዋ እናሀለወ'ዩ። ብዙሓት መራሕቲ ሃገራት ድማ ኩነታት ህዝቦም ኣብ 2016 ዘንጸባርቕ መል እኽቲ ኣቕሪቦም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now