A woman, who was identified only by her initials S.A., one of three New Zealand nationals, Source: DHAናይ ኣውስትራሊያ ዜግነት ንዝነበራ እሞ ካብ ቱርኪ ንዝተሰጎት ሰበይቲ ብዘይኣግባብ ዜግነታ ክሕደግ ብዝወሰደቶ ውሳነ ኣውስትራሊያ ብግብዝና ትኽሰስ ። እቲ ውሳነ ፡ ነታ ሰብ ፡ ማለት ካብ ሽዱሽተ ዓመት ዕድሚኣ ኣትሒዛ ዋላ ሓንቲ ርክብ ዘይነበራ ሃገር ናብ ኒው ዚላንድ ክትጥረዝ ዝገብር እዩ ።
ናይ ኣውስትራሊያ ዜግነት ንዝነበራ እሞ ካብ ቱርኪ ንዝተሰጎት ሰበይቲ ብዘይኣግባብ ዜግነታ ክሕደግ ብዝወሰደቶ ውሳነ ኣውስትራሊያ ብግብዝና ትኽሰስ ። እቲ ውሳነ ፡ ነታ ሰብ ፡ ማለት ካብ ሽዱሽተ ዓመት ዕድሚኣ ኣትሒዛ ዋላ ሓንቲ ርክብ ዘይነበራ ሃገር ናብ ኒው ዚላንድ ክትጥረዝ ዝገብር እዩ ።