Mekonnen Tesfay Credit: Beyene Weldegiorgisኣቶ መኮንን ተስፋይ፡ ኣብ ትካላት ንድሕነት ሰራሕተኛታት ዝከታተልን ዝምህርን በዓል ሞያ ኮይኑ፡ ኣስራሕቲ ሕጊ ተኸቲሎም ጥዕናን ድሕነትን ሰራሕተኛታቶም ክሕልው ዝከታተል ወይ ዝመክር ሞያ እዩ። ብተወሳኺ እዚ ሞያ፡ ጥዕና ኣከባቢ ንምሕላው ዝተፈላለየ ንኣከባቢ ዝብክሉ ቀመማት ካብ ፋብሪካታትን መዐደኒ ትካላትን ዝምንጭዉ ኣብ ህይወታውያን ሓደጋን ሕማምን ከየስዕቡ ንኣስራሕቲ ዝከታተልን ዝሕግዝን ሞያ ኢዩ። ሰራሕተኛታት ኣብ ስራሕ ከጋጥሞም ዝኽእል ሓደጋን ጥንቃቐን፡ ኣስራሕቲ፡ ካብ ሓደጋ ንምክልካል ንሰራሕተኛታት ዝህብዎ ዋሕስን ኣሰራርሓን ምስኡ ዝተሓሓዙን ሕቶታት መሊሱ ኣሎ፡ ቀዳማይ ክፋሉ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ፡ ካል ኣይ ክፋሉ ኣብዝመጽእ መደብ ክቐርብ እዩ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣቶ መኮንን ተስፋይ፡ ኣብ ትካላት ንድሕነት ሰራሕተኛታት ዝከታተልን ዝምህርን በዓል ሞያ ኮይኑ፡ ኣስራሕቲ ሕጊ ተኸቲሎም ጥዕናን ድሕነትን ሰራሕተኛታቶም ክሕልው ዝከታተል ወይ ዝመክር ሞያ እዩ። ብተወሳኺ እዚ ሞያ፡ ጥዕና ኣከባቢ ንምሕላው ዝተፈላለየ ንኣከባቢ ዝብክሉ ቀመማት ካብ ፋብሪካታትን መዐደኒ ትካላትን ዝምንጭዉ ኣብ ህይወታውያን ሓደጋን ሕማምን ከየስዕቡ ንኣስራሕቲ ዝከታተልን ዝሕግዝን ሞያ ኢዩ። ሰራሕተኛታት ኣብ ስራሕ ከጋጥሞም ዝኽእል ሓደጋን ጥንቃቐን፡ ኣስራሕቲ፡ ካብ ሓደጋ ንምክልካል ንሰራሕተኛታት ዝህብዎ ዋሕስን ኣሰራርሓን ምስኡ ዝተሓሓዙን ሕቶታት መሊሱ ኣሎ፡ ቀዳማይ ክፋሉ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ፡ ካል ኣይ ክፋሉ ኣብዝመጽእ መደብ ክቐርብ እዩ።