Source: InterAmerican Coffeeሰሙናዊ መደብ ስፖርት (27/04/20) * ፊፋ ሚልዮናት ዶላራት ንመመከቲ ጽልዋታት ኮቪድ19 ብምባል ንኣባል ማሕበራት ሂቡ፡ * ኣብ ማራቶን ለንደን ዝዓበዩ መቐናቕንቲ ዝኾኑ ቀነኒሳ በቀለን ኤልዮድ ኪፕቾገን መዓልቲ ውድድር እንተተናወሐ'ኳ ብቑዓት ኮይኖም ክጸንሑ ግን ጻዕሮም ይቕጽሉ፡ * ሃይለ ገብረስላሰ ዝውንኖ ሕርሻ ብባርዕ ሓውን ዝምታን ዕንወት ወሪድዎ፡
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (27/04/20) * ፊፋ ሚልዮናት ዶላራት ንመመከቲ ጽልዋታት ኮቪድ19 ብምባል ንኣባል ማሕበራት ሂቡ፡ * ኣብ ማራቶን ለንደን ዝዓበዩ መቐናቕንቲ ዝኾኑ ቀነኒሳ በቀለን ኤልዮድ ኪፕቾገን መዓልቲ ውድድር እንተተናወሐ'ኳ ብቑዓት ኮይኖም ክጸንሑ ግን ጻዕሮም ይቕጽሉ፡ * ሃይለ ገብረስላሰ ዝውንኖ ሕርሻ ብባርዕ ሓውን ዝምታን ዕንወት ወሪድዎ፡