The damage after a Russian strike with guided aerial bombs hits residential areas of Zaporizhzhia in Ukraine, on March 11, 2026. Source: AAP / Dmytro Smolienko
ኣታዊታት ሩስያ ካብ ሰደድ ነዳዲ ኲናት ኣሜሪካ-እስራኤል ኣብ ኢራን ካብ ዝጅመር ንድርሓር ብዝለዓለ መጠን ወሲኹ ክብሉ ሓደስቲ ኣሃዛት ኣመልኪቶም፡ ሩስያ ነቲ ናታ ኲናት ኣብ ዩክረይን ንምምዋል ክጥቀመሉ'ያ ዝብል ፍርሒ ድማ ኣሕዲሩ'ሎ። ኣሜሪካ እገዳታት ኣብ ተልዕለሉን ኤውሮጳ ድማ ዝያዳ ምትዕጽጻፍ ክተርኢ ወይ ክትገብር ኣብ ትሓስበሉን ዘላ እዋን ሩስያ ዓለም ጥቕሚ ናይ'ቶም ሃብትታታ እናተረደኣ ይመጽእ ኣሎ ትብል። Published 13 March 2026 12:30pm
Updated 16 March 2026 9:31am
By Sydney Lang
Presented by Sydney Lang, SBS Tigrinya
Source: SBS
Available in other languages Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ኣታዊታት ሩስያ ካብ ሰደድ ነዳዲ ኲናት ኣሜሪካ-እስራኤል ኣብ ኢራን ካብ ዝጅመር ንድርሓር ብዝለዓለ መጠን ወሲኹ ክብሉ ሓደስቲ ኣሃዛት ኣመልኪቶም፡ ሩስያ ነቲ ናታ ኲናት ኣብ ዩክረይን ንምምዋል ክጥቀመሉ'ያ ዝብል ፍርሒ ድማ ኣሕዲሩ'ሎ። ኣሜሪካ እገዳታት ኣብ ተልዕለሉን ኤውሮጳ ድማ ዝያዳ ምትዕጽጻፍ ክተርኢ ወይ ክትገብር ኣብ ትሓስበሉን ዘላ እዋን ሩስያ ዓለም ጥቕሚ ናይ'ቶም ሃብትታታ እናተረደኣ ይመጽእ ኣሎ ትብል።