SKIP TO MAIN CONTENT

ሩዋንዳ ኣብ ግጥማት ኩዕሶእግሪ ሴካፋ ኣብ ባህር ዳር ኣይክትሳተፍን'ያ፣ ኣብ ኦሎምፒክስ ቶክዮ ተዓዘብቲ ዘይምህላዎም እንታይ ጽልዋ ኣለዎ፧

Simone Biles
Source: SBS

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (12/07/2021) * ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ዝመጽእ ወቕቲ ኣብ ውሽጢ ሃገር ኣብ ዝካየዱ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ቤትኪንግ ፕሪምየርሊግ ጋንታታት ኢትዮጵያ ኣብ ሓንቲ ጋንታ ሰለስተ ናይ ደገ ተጻወቲ ጥራይ ክፍቀዱ ምዃኖም ኣፍሊጡ፡ * ሩዋንዳ ካብ’ቲ ኣብ ባህር ዳር ዝካየድ ግጥማት ሴካፋ ዋንጫ ብድሆ መንእሰያት ት23 ብምኽንያት ቀይድታት ምንቅስቓስ ድንጋገ ህጹጽ እዋን ኮቪድ-19 ከይዘይትሳተፍ ኣፍሊጣ፡ * ኣብ ማስትሮማርኮ ኢጣልያ ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራዊ ኣባል ጋንታ ኩቤካ ኮንቲነንታል ሄኖክ ምሉእብርሃን ናይ ፖድየም ዓወት ኣመዝጊቡ፡ * መርሃዊ ቅዱስ፡ ኣማኑኤል ገ/ሄርን ሞሳና ደበሳይን ንኤርትራ ወኪሎም ኣብ ኦሎምፒክስ ቶክዮ ክሳተፉ ዝተመርጹ ተቐዳደምቲ ኮይኖም፡ * ቶክዮ ኣብ ድንጋገ ህጹጽ እዋን ኮቪድ-19 ኣብ ዝኣተወትሉ ኦሎምፒክስ ብዘይተዓዘብቲ ክካየድ ተወሲኑ፡ እዚ ንመን የርብሕ ንመን’ከ ይሃሲ፧

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now