Source: SBS Tigrinya"ንለውጢ ንደግፍ፣ ዴሞክራሲውን ነበረታትዕ" ብዝብል ጭርሖ ኣብ መስቀል አደባባይ ኣብ ዝተገበረ ናይ ድጋፍ ሰልፍ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ዘረባኡ ወዲኡ ኮፍ ምስበለ እዩ፡፣ ብምስሊ ተደጊፉ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዝተዘርግሐ ምስሊ ከምዘመልክቶ እቲ ተኹሲ ምስተሰምዐ ነቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ብሓለዋ ተኸቢቡ ካብቲ ኮፍ ኢልዎ ዝነበረ ከምዝወጽእ እዩ ተገይሩ። እቲ መጥቃዕቲ ምስተፈጸመ እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ሃገራዊ የቴሌቭዥን ቀሪቡ ኣብዝሃቦ መግለጺ እቲ መጥቃዕቲ መጽናዕቲ ዝተገብረሉን ተወጢኑ ዝተገብረን ምዃኑ ገሊጹ።
"ንለውጢ ንደግፍ፣ ዴሞክራሲውን ነበረታትዕ" ብዝብል ጭርሖ ኣብ መስቀል አደባባይ ኣብ ዝተገበረ ናይ ድጋፍ ሰልፍ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ዘረባኡ ወዲኡ ኮፍ ምስበለ እዩ፡፣ ብምስሊ ተደጊፉ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዝተዘርግሐ ምስሊ ከምዘመልክቶ እቲ ተኹሲ ምስተሰምዐ ነቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ብሓለዋ ተኸቢቡ ካብቲ ኮፍ ኢልዎ ዝነበረ ከምዝወጽእ እዩ ተገይሩ። እቲ መጥቃዕቲ ምስተፈጸመ እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ሃገራዊ የቴሌቭዥን ቀሪቡ ኣብዝሃቦ መግለጺ እቲ መጥቃዕቲ መጽናዕቲ ዝተገብረሉን ተወጢኑ ዝተገብረን ምዃኑ ገሊጹ።