መንእሰያት ኣፍሪቃ ብፍላይ ድማ ካብ ኤርትራ፡ ኢትዮጵያ፡ ሶማልን ሱዳንን ንዝመጹ መንእሰያት ኣብ ፖሊስ ኣካዳሚ ኣትዮም ብብቕዓት ንኽሓልፉ መባእታዊ ትምህርቲ ሂቡ ክዳለዉ ብዛዕባ ዝገብር ዘሎ Africause ምስዘካይድ ዘሎ ዶ/ር ብርሃን ብዛዕባ ንጥፈታት ናይቲ ትካልን መንእሰያት ክረኽብዎ ብዛዕባ ዝኽእሉ ዕድላት ኣዘራሪብናዮ ኣለና።
Share

Published
Presented by Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends
