Prime Minister Anthony Albanese and Treasurer Jim Chalmers (AAP Image/Mick Tsikas) NO ARCHIVING Source: AAP / MICK TSIKAS/AAPIMAGEሰልፊ ለይበር ንፈለማ ግዜ ኣብ ሰለስተ ዕቑዳት ካልኣይ ተኸታታሊ ትርፊ ኣብ ባጀት ከቕርብ`ዩ። እዚ ባጀት ኣብ መንጎ ዝቕባበ ክቆጻጸር ምፍታንን ዋጋ መነባብሮ ምቅላልን ቀጢን መስመር ሒዙ ይጓዓዝ ኣሎ።
Published
Updated
By Rania Yallop
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰልፊ ለይበር ንፈለማ ግዜ ኣብ ሰለስተ ዕቑዳት ካልኣይ ተኸታታሊ ትርፊ ኣብ ባጀት ከቕርብ`ዩ። እዚ ባጀት ኣብ መንጎ ዝቕባበ ክቆጻጸር ምፍታንን ዋጋ መነባብሮ ምቅላልን ቀጢን መስመር ሒዙ ይጓዓዝ ኣሎ።